50 COMMENTS

  1. ን ኣማነይ ንገርዎ
    ኣቢዳትልካ በልዎ ።
    ኣማነይ ሑቢ ከመይ ዲካ ዋውውውውውው

  2. ብጠዓሚ ንፉዑ ደራፋይ ድምጽካ ብፍላይ ብጠዓሚ ኣድኒቀዮ ኣጆካ ኣበሳየ ቀጽሎ ሰላምኩም ይብዛሓ ተጋሩ ንፉዓት Like,Like በሉ ኣግርጭው ነብለሉ።

  3. ቤላ እምበር ኬድካ በለ ኣጆኻ!! ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩ much luv from Eri 😍😍😍

  4. እሺ ኢማ ሽኮር ክነግራ ኢና ብጣዕሚ ደሰ ትብል ደረፊ እተንሳ ግን ኣከዳድናኣ ክፊኡ

  5. ናይ ሎሚ ጊዜ ግጥምን ዜማን
    ዳንጋ፥መዓኮር፥ድኮሬት ጋል ሄዋን
    ኮይኑ ተሪፉ ሓይሊ ጥበብ ተጨው'ዮ!!!

  6. Midenew libeso werkena Alemaze wede yargachew ketesefena marte weset tekofero selemegege new Ethiopawenat demo edeza new yetegelalete neger wegem wagame yelewem !

  7. ደድሕሪ ምዕራባውያን ኣመንዝራታት ኣየ ምዕባለ ብመንነቶም ዝሓፍሩ ደረፍቲ ኣብዚሕና ዓገብ ፣ክብሪ ኣለዎ ሕብረተሰብና ክብረቱ ሓልውሉ ፣ነዘን ወሓላሉን ምዕሩጋትን ኣወልድና ኣይተራኽሱወን ኣገባብ ግበሩ ክደንወን ዙርያ ምስ በዓል እድያት ነጸላ ተተኸደና እዩ ግርምአን ግደፉ ኣይትጸይቕወን ነዘን ግርማ ኹሉ ።

Comments are closed.