15 COMMENTS

  1. www hawey natey des ybe btami bzuh eba srah kemzi wela musica tigryna nayqedem please

  2. ንጥበብ ዝተፈጠረ ጥበበኛ ተጣባቢ ጠቢብ ክብሮም ትኩእ ኣቦጎይላ ቀፅለሉ ዝዓርከይ፤ ልቢ እምበር ዓይኒ ኣይርእይን

  3. ኣጀካ ሓቢቢ😙😙😙😙👌👌👌👌👌👌👌👌👌

  4. ኣቤት ህርመትን ኣመላልካን ክራር ቸላህ ኣጆካ እስኪ በል ቀጽሎ ብሮ

  5. ዋው ዋው ይበል በይል ደስ ዘብል ሙዚቃ
    በርትዕ ጎቦዛይ

  6. ዋው ክብርሽ ቤስት! ፍጹም ሓሪፍ ስራሕ እዩ። ኣብ ትግራይ ንዓኻ ዝትክእ ተፃዋቲ ክራር ምርካብ ፍፁም ከቢድ እዩ። ቀጽለሉ ክቡር ሓው! ላይክን ሼርን እናገበርና ነተባበዓዮ ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን!

Comments are closed.