50 COMMENTS

  1. ኦ ዋው ምን እደሚል ባይገባኝም ግን ትግሪኛ ዘፈን ስሰማ ውስጤ ይረበሻል ሀገሬ ትናፍቀኛለች 😢😢ኡፍፍፍ ትግሬወች ምችት ይበላችሁ ውድድድድድ አረጋችኋለሁ

  2. ሰይ ሰይ ኣታ ክንደይ ቃሕ ክቡሉኻ እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ

  3. ትግራይ የውቦች መፍለቂያ፡ ኡኡኡፍፍፍፍፍፍ #ናፍቆቴደስ

  4. elllllllllllllllll eillllllllllllllllllllll ellllllllllllllllllllllllllllllllllllll😍😍😍😍😍😍😍

  5. አስይ አስይ እባ ደስ ክብልካ እዚ ባህልና ውይይይይ አነ ምስ ዲቂ ማሕዛኻ ኮይናካስ ክትጫውት ከደይ እዩ ደስ ዝብልኒ ዘሎ አይ ስደት ማዓዘ እዩ ዝውዳአ እዚ ስደት ደቀይ ጉብዝ አይዘካ ደስ ዝብል ነይ ባሕቂ

  6. ገርሸይ ናይ ንእሸተ አብይ እንዃእ ናሕና ኮንካ ዝሐወይ። እንዃእ ሐጎስና

  7. ተጋሩ ብ አውራጃ ይኩን ምንም ዝፉልየና የለን ኩላትና ደቂ ሓደ ስብአይ ደቂ ሳባ ኢና ተጋሩ እንተሓብሩ ሓይሊ አለዎም ከቢሮም ዘክብሩ

Comments are closed.