35 COMMENTS

  1. ዋው ዝባህልናስ ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መኽበርቲ ባህሎም 😍😍 አስኪ ደቂ ትግራይ መዓረይ ኣብ ዘለኹምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ ። እና ንምንታይ ኢና ግን Like comment ዘይንህብ ዝረኣዮ ሰብ ቀሊል ኣይኮነን ዝተወሃበ መተባብዒ ግን የለን በጃኹም ደቂ ዓደይ ኣይንሕመቕ

  2. ብመጀመርያ እንዃዕ ንዓመቱ ሕዳር ፅዪንብስላም ኣብጻሓኩም 💞 ስይይ ክንደይ ደስ ክብል ትባህልና ስስኑለይ ደቂ ትግራይ መኣረይ ኣብዘለኹምዎ ስላምኩም የብዝሓዮ ፈጣር

  3. ኣታ እዞም ትግራዎት ክሓምቁ እስኪ ካብዚ ዝበልፅ ደርፊ ኣሎ እቲ ላይ እና ኮሜንት ንመን እዮም ዝዓቑሩዎ ዘለው ዋይ።ኣብናይማቶም ኣፍጢጦም እዮም ዝውዕሉ ኣብ ናይ ተግራዎት ክኸውን ከሎ ድምፂ የጥፉኡ ኣደድድድድ ሓመድ ብልዑ

  4. ኣሰይ ኣሰይ እስኪ ታ ነፀላይ ኣቐቡሉኒ ሲስስስስስስ

  5. አስይ ጥዕምቲ ደርፍ አይዘኩም ዲቂ ትግራይ ሽኮራት ከጥዕምለኩም ከመ ገለ እኩም ኬፍ ዘለኩም ምቁራት እስይ እስይ አሰይ ባ ደስ ክብለካ እዚ ባህልና

  6. ሰላም ሰብ ርሑን ቀረባን ብመጀመርታ ዝከበርኩም ተጋሩ ኣሕዋት ዑዙዝ ሰላምታይ የቀድም፡ቀጽለ ን#minew $shewa tube ከየመስገንኩዎም ክሕልፍ ኣይደልን፡so nice job እንቋዕ ናብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም በዓል ብሰላም ኣብጸሓና።

Comments are closed.